እዛ ዘይ ከም ኤርትራዊያን እንስሳ ራኣይዋ'ሞ ሰፈራ ተደፊሩ፣ ሰፈራ ስለ ዝዓነወ ተቓውሞ ትገብር ኣላ። ግድን ኣይኮነን ታንክን መድፋዕን ሒዝና ክንቀጣቐጥ ግድን ኣይኮነን ድፋዕ ሰሪሕና ሕድሕድ ክንቀታተል፣ ኣብ ዘሃለና ንሃሉ ንመሰልና ደው ንበል፣ ንመሰሉን ንመሰል ዜጋታቱን ደው ዝብል ክቡር እዩ።