(VIDEO) ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ተጻብኦ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ኣገልግሎት ኤርትራ ክናዋሕ ከምዘገደዶ ይገልጽ፥ ናብ ስደት ዘምርሑ መንእሰያት ድማ ሕማቕ ወተሃደራዊ ኣተሓሕዛ ምስ ዝተናውሐ ኣገልግሎት ጠንቂ ስደት ምዃኑ ይገልጹ።